الثلاثاء، 16 مايو 2017

Which comes FIRST ? COUNTRY or GOD ? ᴴᴰ┇An Amazing RESPOND by DR YASIR QADHI NEW 2017 [HD]

Mohamed Hoblos #NEW {GREAT SPEECH}!┇ YOU WILL DIE the WAY YOU LIVED ┇Mufti Menk & Yasir Qadhi

Dr Maxamed Sh C Raxmaan Kaariye & Muxaadaro Qiimo badan Farxadda Qalbiga

Story Of Former Sex Worker Falling In Love With A Disabled Beggar Has Left Internet Teary-Eyed

Best deeds you can do in Ramadan - Sheikh Assim Alhakeem

Abdurraheem Green - Seven Pillars of Willpower

How to Address Doubts in God’s Existence

রোযা ও আধুনিক বিজ্ঞান - বাংলা - মুহাম্মদ শাহিদুল ইসলাম

which school of thought should we follow? by Mufti Menk

MUSLIM PARENT ONLINE SUMMIT

ኣስላሙ ዓለይኩም ወራሕመቱላህ ወበረካቱ ኩቡራት ኣሕዋትን ኣሓትን ናይ ሎሚ ጹሑፍና

ሙስጣፋ ኢብኒ ኢብራሂም إلى ናብ ረቢ ንመለስ
ኣስላሙ ዓለይኩም ወራሕመቱላህ ወበረካቱ ኩቡራት ኣሕዋትን ኣሓትን ናይ ሎሚ ጹሑፍና
••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••
{ ንመዋቲ ብኸመይ ኣገባብ ንሓጽቦ }
••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••
ሓደ ሰብ ምስ ሞተ ካብዛ ዓለም ተፈልዩ ናብ ቀብሩ ዝኸደላ ስለዝኮነ ኣብ እስልምና ንመዋቲ ከመይ ጌርና ከምነፋንዎ ኣሕጽር ኣቢልና ክንገልጻ ክንፍትን ኢና:: ንመዋቲ ሓጺብካ ክትቀብሮ ናይ ግድን ሓላፍነት ናይ ኩሉ ሙስሊም ሕብረተሰብ እዩ:: ግን ውሑዳት እንተደኣ ነዚ ስራሕ ዓሚመሞ: ነቶም ዝተረፉ ግድነት ኣይኮኖምን (ፈረደል ክፋያ)::
ብመጀመርያ ንመዋቲ ክሓጽብ ዘለዎ ሰብ እቲ መዋቲ ቅድሚ ምማቱ እከለ ይሕጸበኒ ኢሉ ተላብዩ ከይዱ እንተኔሩ ንሱ ይሓጽቦ:: እቲ ዝሓጽብ ሰብ እሙን: ሓቀኛ: ለባም: ዓቕሉ ምሉእ: ፍርሓት ረቢ ዘለዎ: ኣገባብ ኣተሓጻጽባ ዝፈልጥን ምስጢር ዝዕቅብን ክኸውን ይግባእ::
ሰብኣይ ንሰብኣይ ክሓጽቦ ኣለዎ: ሰበይቲ ድማ ንሰበይቲ ክትሓጽባ ኣለዋ:: ሰብኣይ ንሰበይቱ ክሓጽባ ይኽእል: ሰበይቲ ድማ ንሰብኣያ ክትሓጽቦ ትኽእል: መዋቲ ቆልዓ እንተኾይኑ ግና ወዲ ይኹን ጋል ክሓጽብዎ ይኽእሉ እዮም::
ጀናዛ ንምውት ክንሓጽቦ እንከለና ምሉእ ነብሱ ብዝወሓደ ሓደ ግዜ ብማይ ንሓጽቦ:: ኣብ ብርኽ ዝበለ ቦታ ኣቐሚጥና ክንሓጽቦ ተመራጺ ይኸውን:: ዓውርኡ (ሕፍረቱ) ብግቡእ ብቑራጽ ጨርቂ ክሽፈን ይግበኦ:: ሓደ ሰብ ነቲ ዝሓጽብ ዘሎ ዝተሓጋገዝ ክህሉ ይግበኦ:: ኣብ መወዳእታ ክትሓጽቦ እንከለኻ ነቲ ማይ ጥዑም ጨና ክትንስንሰሉ ጽቡቕ እዩ::
ሓጻቢ ቅድሚ ምሕጻቡ ንያ ክገብር ኣለዎ: የእዳዉ ክኽደንን ክእሰርን ኣለዎ: ሕፍረት ናይ መዋቲ ክትንክፍ የብሉን: ኣብ ኣፍንጫን: እዝንን መቐመጫን መዋቲ ጡጥ ክንውትፍ ይግበኣና::
ብመጀመርታ ኣብ ከርሱ ዘሎ ርስሓት ክወጽእ ምእንቲ ከብዱ ቀስ ጌርና ንጸቕጦ: ብድሕሪኡ ብጸጋማይ የእዳውና ትሕቲ እታ ንዓውርኡ ሸፊና ዘላ ጨርቂ ኢድና የእቲና ዓውርኡ ንሓጽቦ: ብድሕሪኡ ልክዕ ከምቲ ሓደ ኣስላማይ ንውዱእ ዝገብሮ ኣገባብ ኣተሓጻጽባ ውዱእ ንገብረሉ (ኣፍን ኣፍንጫን እዝንን ግን ማይ ከነእትወሉ ኣይግበኣናን…
ብድሕሪኡ ርእሱ ብሳምና የዕፊርና ንሓጽቦ: ቀጺልና ናብ ጸጋማይ ጎኑ ኣቅኒና የማናይ ክፋል ኣካላቱ ካብ ክሳዱ ክሳብ እግሩ ንሓጽቦ: መሊስና ናብቲ ሓደ ጎኒ ቀይርና ጸጋማይ ክፋል ኣካላቱ ንሓጽቦ:: ብኽምዚ ኣገባብ ሓደ ግዜ: ሰልስተ ግዜ: ሓሙሽተ ግዜ (ዊትር) ክንሓጽቦ ይግበኣና ብዝወሓደ ግን ሓንቲ ግዜ ናይ ግድን ክሕጸብ ኣለዎ:: ብድሕሪ እታ ናይ መወዳእታ ምሕጻብ ምሉእ ነብሱ ብጽሩይ ሽጎማኖ ጌርና ነንቅጾ:: ንጋል ከኣ ጸጉራ ኣብ ሰልሰተ ቆኒንና ንድሕሪት ንኣስሮ:: ሰብኣይ እንተኾይኑ ጭሕሙ ኣጸቢቕና ማይ ከነሕልፈሉ ይግበኣና::
እንሻኣላህ ረቢ ኻቲማና የጸብቆ: ቀብሪ ንኣትወላ መዓልቲ ድማ ሕቶ ናይ ቀብሪ ከቕልለና: ቀብርና ከግፋሓልና ንረቢ ንልምኖ: ነቶም ዝመቱ ረቢ ይርሓመሎም ነቶም ዝተረፍና ዘለና ካኣ ኣብ መንገዱ የጽናሓና ኣሜን ኣብ መወዳእታ ጨና ንልኽዮ ብ ጉቡእ ብክፈን ጠቅሊልና ሰላተል ጀናዛ ንስግደሉ ክምቲ ኣገባብ እስልምና ረብን ረሱልን ዝኣዘዙና ጌርና ንቅብሮ ።
•••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••
{ ኣገባብ ኣሰጋግዳ ሰላተል ጅናዛ }
••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••
1ይቲ ተክቢራ = ኣልፋቲሓ
መጀመርታ ኣላህ ኣክባር ኢልና ዲሕሪ ኣዑዙ ቢላህ ሚን ኣሻይጣን ኣራ ራጂም ሱራት ኣልፋቲሓ ንቀርእ(ምስኣ ንእሽተይ ሱራ እንተ ወሲኽና ጸገም የብሉን)
2ይቲ ተክቢራ = ሰላት ዓላ ነቢ
ኣብ ካልአይቲ ተክቢራ ሰላት ዓላ ነቢ ልክዕ ከምቲ ኣብ ሰላት ንብሎ፥
ኣላሁማ ሳሊ ዓላ ሙሓመድ ዋዓላ ኣሊ ሙሓመድ ካማ ሳላይታ ዓላ ኢብራሂም ዋዓላ ኣሊ ኢብራሂም ኢናካ ሓሚዱን ማጂድ
ኣላሁማ ባሪክ ዓላ ሙሓመድ ዋዓላ ኣሊ ሙሓመድ ካማ ባራክታ ዓላ ኢብራሂም ዋዓላ ኣሊ ኢብራሂም ኢናካ ሓሚዱን ማጂድ
3ይቲ ተክቢራ = ዱዓ ንመዋቲ
ኣላሁማ ኣቅፊር ልሓይና ዋ መይታና
ዋሻሂዳና ዋቃኢባና
ዋሳቂራና ዋካቢራና
ዋዛካርና ዋ ኡንሳና
ኣላሁማ ማን ኣሕያይታሁ ሙና ፋ ኣሕይሁ ዓላል ኢስላም ዋማን ታዋፋይታሁ ሚና ታዋፋሁ ዓላል ኢማን
ኣላሁማ ኣቅፊር ላሁ ዋ ኣርሓምሁ ዋዓፊሁ ዋ ኣዕፉ ዓንሁ ዋ ኣክሪም ኑዙላሁ ዋዋሲዕ ማድኻላሁ ዋ ኣቅሲልሁ ቢልማእ ዋሳሊጅ ዋልባርድ ዋናቂሂ ሚን ኣልኻጣያ ካማ ዩናቃ ኣልሶብ ኣል ኣብያድ ሚን ኣልዳናስ
ኣላሁማ ኣብዲልሁ ዳራን ኻይራን ሚን ዳርሂ
ዋ ኣህላን ኻይራን ሚን ኣህልሂ
ኣላሁማ ኣድኺልሁ ኣልጃና ዋኣዒዝሁ ሚን ዓዛብ ኣልቃብር ዋሚን ዓዛብ ኣልናር ዋኣፍሳሕ ላሁ ፊ ቃብሪሂ ዋናዊር ላሁ ፊህ፥ ኣላሁማ ላ ታሕሪምና ኣጅራሁ ዋላ ቱዲላና ባዕዳሁ
4ይቲ ተክቢራ = ታስሊም፡ ሰላም
ኣብ ራብዓይቲ ተክቢራ ቅሩብ ድሕሪ ምጽናሕ
ንየማኑ ጠሚቱ ኣስላም ዓለይኩም ዋራሕማቱላህ ይብል ኣልሁ ኣዕለም
ያ ረቢ ኻቲማና ይጽብቀልና ቀብሪ ንኣትወላ ማዓልቲ ካኣ ሕቶ ናብ ቀብሪ ክቕለልና ቀብርና ክግፍሓልና ን ረቢ ንልምኖ ነቶም ዝመቱ ረቢ ይርሓመሎም ነቶም ዝተረፍና ዘለና ካኣ ኣብ መንገዱ የጽናሓና ኣሜን
#ሓዉኩም ሙስጣፋ ኢብኒ ኢብራሂም

El Néctar Sellado - Español - Safi Ar-Rahman Al-Mubarakfuri

Mannen stal 98-åriga kvinnans plånbok. Nu vill polisen ha hjälp att hitta honom.

So Dhawaynta Bisha Ramadan Sh Maxamed Cabdi Xasan {Sh Shiine}

Kya Jama’ Ke Baad Ghusl Me Baal Dhone Wajib Hai Taake Ghusl Sahih Ho?

Чи гуна моҳи Рамазонро пешвоз бигирем? - Тоҷикӣ - Мисбоҳиддини Ҳомид

I Hated Muslims - This is why I Became One | About Islam

I Hated Muslims - This is why I Became One | About Islam: I hated Muslims, I thought all Muslims should die, and anyone who even resembled Muslims, in my mind, that they should hated Muslims

The worshipers during salaah in the mataaf.

ربما تحتوي الصورة على: ‏‏‏‏شخص أو أكثر‏، و‏‏أشخاص يقفون‏، و‏حشد‏‏‏ و‏في الهواء الطلق‏‏‏